Channel Banner
Channel Avatar

Shalom Oslo

🇳🇴 Norway

@shalomoslo4289

Subscribers

718

Total Views

124,854

Video Count

420

Creation Date

2016-05-22

Channel Description

ሻሎም ኦስሎ ቤተክርስትያን ከም ምልእቲ ማሕበርን ምሉእ ኣገልግሎት ምሃብ ካብ እትጅምርን ነዊሕ ዓመታት ኣቁጺራ ኣላ። ኣቐዲማ ሰላም ማሕበር ኣመንቲ ኦስሎ ዝብል ሽም ሒዛ ኤርትራ ከም ሃገር ካብ እትቐውም ክትንቃሳቐስ ከላ ኣባላታ ይኹኑ ኣገልገልታ ሙቐት ፍቕሪ ጎይታ ድኣ እምበር እቲ ስሩዕ ኣገባባት ቤተክርስትያን ከምእኒ ማይጥምቀት ንዓበይቲ ጥምቀት መንፈስቅዱስን ትምህርቲ ወዲ መዝሙርነትን ኣገልገልትን ኣይተካይድን ነይራ። ነዚ ሕጂ በጺሓቶ ዘላ ጠርዚ ንምብጻሕ ቀንድን ኣገዳስን ግደ ተጻዊታ። ኣብ ምሉእ ሃገር ኖርወይ ከም ቤተክርስትያን ክትንቃሳቐስ ድሕሪ ምጽናሕ ኣብዚ እዋን እዚ ንዓኣ መሰልቲ ማሕበራት ኣብ ሓያሎ ከተማታት ኖርወይ ይርከባ። ኣመንታ ብቑጽሪ ልዕሊ 300 ይኾኑ። ልዕሊ ሰብዓ ዝኾኑ ህጻናትን ቆልዑን ኣለዉና። ልዕሊ ዕስራ ዝኾኑ መንእሰያት ኣብ ኤውሮጳን ኤርትራን እተወልዱ ይርከቡና። መንእሰያት ሻሎም ዋርሳይ እዮም ኢልና ስለእንኣምን ዋርሳይ ስለዝኾኑ መንፈሳዊ ህይወቶም ዝዓብዩሉ ዝተፈላለየ ኣገልግሎታት የገልግሉን ኣምልኾ ይመርሑን።

Keywords